MashupLounge

MashupLounge Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from MashupLounge, Lounge, Kampala.

10/02/2024

ሰላም ሰላም ነበርቲ ካምፓላ ብምኽንያት መዓልቲ ፍቁራት ( valentines day )ንዓኹም ንምሑጋስ ምስቲ ፍቱው ድምጻዊ ቶማስ ኣሰፋው ኣብ ማሽ ኣፕ ላውንጅ ን ረቡዕ 14/02/24 ካብ ሰዓት 8፣00 ዝጅምር ወሃ ዘበለ መደብ ኣዳሊናልኩም ኣለና ከም ወትሩ ማሽ ኣፕ ላውንጅ ይኹን ምርጫኹም.ኣድራሻና፣ ካንሳንጋ ፊት ሊ ካፈ ጎኒ ሩቢስ እንዳ ነዳዲመእተዊ ብነጻ ብደሓን ምጹ።

ሰላም ሰላም ነበርቲ ካምፓላ ርሑስ በዓል ሓድሽ ዓመት እንዳበልና ብመሰረት ናታትኩም ጠለብ ሕጂ ድማ ነታ ህብብቲ ድምጻዊት ኤልሳ ኪዳነ ኣብ ሓድሽ ዓመት ኣዳሊናልኩም ኣለና..... ስለዚ ማሽ ...
26/12/2023

ሰላም ሰላም ነበርቲ ካምፓላ ርሑስ በዓል ሓድሽ ዓመት እንዳበልና ብመሰረት ናታትኩም ጠለብ ሕጂ ድማ ነታ ህብብቲ ድምጻዊት ኤልሳ ኪዳነ ኣብ ሓድሽ ዓመት ኣዳሊናልኩም ኣለና..... ስለዚ ማሽ ኣፕ ላውንጅ ይኹን ምርጫኹም ቦታ ንምሓዝ ተቀዳደሙ ኣድራሻና፣ ማሽ ኣፕ ላውንጅ ካንሳንጋ ፊት ሊ ካፈ ጎኒ ሩቢስ መዐደሊ ነዳዲ መእተዊ፣ ብ ነጻ

Hello everyone, We are glad to tell you that we have come up with the real piano bar every wednesday and friday night  #...
03/10/2023

Hello everyone, We are glad to tell you that we have come up with the real piano bar every wednesday and friday night # # #. #. Time : 7pm - 12 am Address: Kansanga opposite Lee cafe next to Rubis petrol station. Welcome ሰላም ሰላም ነበርቲ ካምፓላ ሕጂ ውን ንዓኹም ንምሑጋስ ጥዑም ጣዕመ ዜማታት ዝሓዘለ ናይ ፕያኖ ባር መደብ ወትሩ ሮቡዕን ዓርብን ኣዳሊናልኩም ኣለና ሰዓት፣ 7 ሸውዓተ - 12 ፍርቂ ለይቲ ኣድራሻ፣ ካንሳንጋ ፊት ሊ ካፈ ጎኒ ሩቢስ መዐደሊ ነዳዲ ብደሓን ምጹ

26/09/2023

Thursday Night @ Mash-Up Lounge

ሓሙስ ምሸት ኣብ ማሽ ኣፕ ላውንጅ

ሰላም ሰላም ነበርቲ ካምፓላ እንቓዕ ናብ ክቡር በዓል መስቐል ኣብጽሓኩም ኣብጽሓና እንዳበልና ንጽባሕ ሓሙስ 28/09/23 ፍሉይ ናይ ምዝንጋዕ መደብ ምስታ ፍትውቲ ስነ ጥበባዊት ኤልሳ ኪዳነ ...
25/09/2023

ሰላም ሰላም ነበርቲ ካምፓላ እንቓዕ ናብ ክቡር በዓል መስቐል ኣብጽሓኩም ኣብጽሓና እንዳበልና ንጽባሕ ሓሙስ 28/09/23 ፍሉይ ናይ ምዝንጋዕ መደብ ምስታ ፍትውቲ ስነ ጥበባዊት ኤልሳ ኪዳነ ከምኡ ዉን ምስቶም ወናማት ሙዚቐኛታት ኣብ
ማሽ ኣፕ ላውንጅ ካብ ሰዓት 8፣00 ዝጅምር ወሃ ዘበለ መደብ ኣዳሊናልኩም ኣለና ብደሓን ምጹ።ኣድራሻና፣ ካንሳንጋ ፊት ሊ ካፈ ጎኒ ሩቢስ እንዳ ነዳዲመእተዊ፣ ብነጻ

ብደሓን ምጹ

22/09/2023
ሰላም ሰላም ነበርቲ ካምፓላ ብምኽንያት መዓልቲ ፍቁራት ( valentines day ) ኣብ ማሽ ኣፕ ላውንጅ ን ሰሉስ 14/02/23 ካብ ሰዓት 8፣00 ዝጅምር ወሃ ዘበለ መደብ ኣዳሊናልኩም ኣ...
10/02/2023

ሰላም ሰላም ነበርቲ ካምፓላ ብምኽንያት መዓልቲ ፍቁራት ( valentines day ) ኣብ
ማሽ ኣፕ ላውንጅ ን ሰሉስ 14/02/23 ካብ ሰዓት 8፣00 ዝጅምር ወሃ ዘበለ መደብ ኣዳሊናልኩም ኣለና ብደሓን ምጹ።ኣድራሻና፣ ካንሳንጋ ፊት ሊ ካፈ ጎኒ ሩቢስ እንዳ ነዳዲ

ንጽባሕ ሓሙስ ኣብ ማሽኣፕ ላውንጅ
17/01/2023

ንጽባሕ ሓሙስ ኣብ ማሽኣፕ ላውንጅ

Every Friday & Saturday night @ Mash-Up Lounge
14/07/2022

Every Friday & Saturday night @ Mash-Up Lounge

Ladies & Gentlemen The Rising Star ⭐️⭐️ of Eritrean 🇪🇷🇪🇷 Music Eden Kesete is here Don't miss this moment at Mash-Up Lou...
31/05/2022

Ladies & Gentlemen The Rising Star ⭐️⭐️ of

Eritrean 🇪🇷🇪🇷 Music Eden Kesete is here Don't miss

this moment at Mash-Up Lounge Saturday 04-06-22

Address: Kansanga opposite Lee Cafe next to rubis

petrol station

Welcome.....


ሰላም ሰላም ነበርቲ ካምፓላ እታ ኮኮብ መድረኽ ድምጻዊት ኤደን ከሰተ ንጽባሕ ቀዳም 04-06-22 ኣብ ማሽኣፕ ላውንጅ ዓቢ ለይታዊ ትልሂት ኣዳሊናልኩም ኣለና

ኣድራሻና፣ ካንሳንጋ ፊት ሊ ካፈ ጎኒ ሩቢስ እንዳ ነዳዲ..

ብደሓን ምጹ፣፣

Address

Kampala

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when MashupLounge posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category