ዲj T-Wine

ዲj T-Wine ለ ሰሠርግ
ለ ቀለበት
ለ ልደት በ Virtual Dj እናደምቃለን NB_ለየትኛ

ንክቡራት ናይ ዲጄ ተክለወይኒ ዓማዊል ብምልእኩም፦ዲጄ ተክለወይኒ አብ ዝሓለፉ ቅነታት ናይ መርዓ፣ጥምቀት፣ቀለበት...ስነ-ስርዓት ብድሙቃት ሙዚቃ ከድምቅ ፀኒሑ እዩ። ሕዚ ድማ ነቲ ድምቀት~ ድ...
10/05/2015

ንክቡራት ናይ ዲጄ ተክለወይኒ ዓማዊል ብምልእኩም፦
ዲጄ ተክለወይኒ አብ ዝሓለፉ ቅነታት ናይ መርዓ፣ጥምቀት፣ቀለበት...ስነ-ስርዓት ብድሙቃት ሙዚቃ ከድምቅ ፀኒሑ እዩ። ሕዚ ድማ ነቲ ድምቀት~ ድምቀት ወሲኩ ዝተፈላለዩ ሓደሽትን ዝፀንሑን ጭራ ዋጣታት ትግርኛን ድሙቃት ሓደሽቲ ዘመናዊ ትግርኛን ምስ እቲ ድሙቅ ልሳኑ እነሆ ይብል ኣሎ።
በዚ አጋጣሚ አብ ከተማና ጥራሕ እንተይኮነ ተንቀሳቂሱ ከም ዝሰርሕ ክንገልፅ ንፈቱ።
አድራሻ፦አክሱም
ሞባይል፦09 22 10 60 68

Address

Aksum
Aksum
[email protected]

Telephone

+251922106068

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ዲj T-Wine posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Establishment

Send a message to ዲj T-Wine:

Share